Close sites icon close
Search form

Search for the country site.

Country profile

Country website

እስራኤል ኣብ ውግእ ኣላ፡ ንስደተኛታትን ንሓተትቲ ዑቕባ ዝኸዉን ሓበሬታትን መምርሕታት

እስራኤል ኣብ ውግእ ኣላ፡ ንስደተኛታትን ንሓተትቲ ዑቕባ ዝኸዉን ሓበሬታትን መምርሕታት

10 October 2023

ኣብዚ ከቢድ እዋን። ክትጥቐመሎ ትኽዕሉ መምርሕታትን ሓጋዚ ሓበሬታን ኣዳሊና ኣለና፣ ። እዚ ሓበሬታ እዚ ብቐጻሊ ክመሓየሽ እዩ፣ ከም ኣድላይነቱ።

ብመንጽር እዚ ዘሎ ኩነታት ጸጥታ፡ ኧብ እዋን ኲናት ትምህርታዊ ንጥፈታት ምክያድ ብዝምልከት መምርሒታት ትእዛዝ ግንባር ውሽጢ ሃገር ይቕየርን ኣብዚ ሊንክ እዋናዊ እዩ።

ብተወሳኺ ኣብ ካርታ ናይተን ሰፈራታት ከምኡ ውን ምልክታታት ናይቲ ከባቢ ምምሕዳር ክትከታተሉ ንላቦ።

ቤት ጽሕፈት UNHCR

ንUNHCR እስራኤል ንዝኾነ ጉዳይ ብተሌፎን ጥራይ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም፣ ኣብ ናይ ቴሌፎን መቐበሊ ሰዓታትና።

ቴለፎን፡ 03-6376500

ናይ ቴሌፎን መቐበሊ መዓልታት፡ ሰንበት፡ ሰኑይ፡ ረቡዕን ሓሙስን እዩ።

ናይ ቴሌፎን ምቕባል ሰዓታት፡ ካብ ሰዓት 09፡00-11፡00 ከምኡ’ውን ካብ ሰዓት 13፡30-15፡30

ቪዛ ዝምልከት ናይ ህዝብን ኢሚግሬሽንን ሓድሽ ሓበሬታ

ብሰንኪ ኩነታት ጸጥታ ናይ እስራኤል፡ ቪዞኦም ኣበዚ ወርሒ እዚ ዝዉዳእ ኢሚግሬሽንን ንኹሎም ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ወጻእተኛታት ናይ መንበሪ ቪዛ *ሕጋዊ ቪዛ* ኣናዊሑ ኣሎ፡ እዚ ኣብዚ ዝነብሩ ወጻእተኛታት ሰራሕተኛታት ሓዊስካ። እቲ ቪዛ ክሳብ ዕለት 09.11.23 ተናዊሑ ኣሎ። ኣብ መወዳእታ እዚ ግዜን ተወሳኺ ምልክታ እንተዘይሃልዩን።